ናይ 2026 ቆጸራ ህዝቢ ሰሉስ 11 ነሓሰ እዩ ፡ ኣብዛ ለይቲ እዚኣ ድማ ኣብ ኣውስትራሊያ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ክቝጸር ኣለዎ ። ሓበሬታ ቘጸራ ህዝቢ ኣበይ ከም እንነብር ፡ ኣብ ቤትና እንጥቀመሉ ...
ኣቶ ኣርኣያ ካሳ፡ ንነዊሕ ዓመታት ቋንቋ ትግርኛ ንምምዕባል ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ መጽናዕትታት ገይሩ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጽሑፋት ዘቕርብ እዩ። ቋንቋ ትግርኛ ትማልን ሎሚን ከመይ ከምዘሎን ንኽምዕብል ...