ፕረዚደንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ መሓሙድ ንጉዳይ ዓቃብ-ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ንምዝታይ ናብ ካምፓላ ዩጋንዳ ሎሚ ቀዳም ኣትዩ ምስ ፕረዚደንት ዩጋንዳ ዩወሪ ሙሰቨኒ ክራኸብ’ዩ። ቀንዲ መዘራረቢ ...
ክፍለ ግዝኣታት ፍሎሪዳ፣ ኖርዝ ካሮላይናን ጆርጂያን ብኣማኢት ዝቑፀሩ ሰባት ዝቐተለን ብዓሰርተታት ቢሊዮናት ዶላር ዝግመት ንብረታት ዘዕነወን ክልተ ዓበይቲ ህቦቡላ ካብ ዘስዓቦ በሰላ ንምሕዋይ ...
ሰሜን ኮርያ ሰራዊታ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ሩስያ ኮይኖም ኣብ ዩክሬን ንክዋግኡ ምልኣኻ ንዓለምና ከቢድ ሓደጋ እዩ ክትብል ዝገለጸት ደቡብ ኮርያ፣ ደቡብ ኮርያ ዝካኣላ ግብረ መልሲ ክምትህበሉ ፕረዚደንት'ታ ...
ካብ ጥቅምቲ 2021 ኣትሒዙ ሚኒስተር ፍትሒ ኰይኑ ከገልግል ዝጸንሐ ጊደዎን ጢመቲዎስ፡ ነቲ ኣብ ቀረባ እዋን መዝነት ፕረዚደንት ተረኪቡ ቦታ ዝለቐቐ ታየ ኣጽቀስላሴ ተኪኡ ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ...
ኣቦ-መንበር ውድብ ናፅነት ትግራይ ዶክተር ደጀን መዝገበ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፡ ኣባላቶም ብሕልፊ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ክልል ትግራይ ኣደዳ ማእሰርቲን ምግልታዕን ይዀኑ ከም ዘለዉ ከሲሶም ...
ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ ረቡዕ ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ዝውዕል ወሰኽ ክፍሊት ህዝባዊ መጓዓዝያ ገይሩ ኣሎ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ እቲ ወሰኽ ክፍሊት ነቲ ድሮ ዘሎ ክብደት መነባብሮ መሊሱ ከም ...
(ማለት 2.54 ዶላር ኣመሪካ)፡ ክሳብ 100 ሚልዮን ብርክታት ክሸይጥ ምዃኑ ዋና ኣካያዲት ስራሕ እቲ ትካል ፍረሂወት ታምሩ ሎሚ ረቡዕ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ ሓቢራ። ቴለኮም ኢትዮጵያ ብርክታት ናብ ...
ኣብ ክልል ትግራይ ዝሓለፈ ክራማት ዝሓሸ ሽፋን ዝናብ ከምዝተራእየ ሓረስቶት እውን እኹል ዘመናዊ ድኹዒ ከምዝቐረበሎም ካብ ሄክታር ብማእኸላይ 18 ኲንታል ምህርቲ ክርከብ ከምዝኽእል ቢሮ ሕርሻን ሃብቲ ...
ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ቆረ ወረዳ ጎርካ ቅድሚ ትማሊ ሰንበትን ትማሊ ሰኑይን ብዝተፈፀሙ መጥቃዕቲታት ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ምቅታሎም ምምሕዳር እቲ ኸባቢን ነበርትን ንድምፂ ኣመሪካ ሓቢሮም። ...
ቀዳማይ ሚንስተር እስራኤል ሓይልታት ዓቃቢ ሰላም ካብ ብኲናት ዝተሃሰዩ ከባቢታት ሊባኖስ ክወፁ ኣተሓሳሲቦም። እስራኤል ንሕዝቦላህ ዒላማ ምግባራ ኣብ ዝቐፀለትሉን ኣብ ቀረባ ብዝተፈፀመ ደብዳብ ሓሙሽተ ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ዝርከባ ወረዳታት ቤጊን ባቦ ገምበልን ኣብ መንጎ ሓይልታት ፀጥታ መንግስትን ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞን ብዝቀፀለ ጎንፂ ሲቪላዊያን ሰባት ዒላማ ...